تطبيق Tigrinya Love تنزيل APK النسخة المجانية Free Download للاندرويد في تطبيقات ترفيه وتسلية.
تحميل النسخة v3.5 المحدثة بتاريخ 2025-03-11 بحجم 4.9M، هذا التطبيق من تطوير Afromium Digital Solutions ومتوافق مع هواتف Android 4.0.3 والأحدث.
ፍቕራዊ መልእኽቲ ብትግርኛ :-
رسائل SMS Tigrniya الحب :-
ፍቕሪ ኣዝዩ ጥዑምን ዘሐጉስን ነገር ኢዩ.
ኣብ ዘሎና ዝምድና ዝርርብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ባእታ ኢዩ.
ነቲ ዘሎና ፍቕሪ ድማ ኩሉ ግዜ ከነርእዮ ኣገዳሲ ኢዩ.
ንመጻምድትና ከምነፍቕሮምን ብእኦም ከም ንሓስብ ዘሎናን ከነፍልጦም ከሎና ኣዝዩ ባህታ ዝፈጥርን ነቲ መዓልታዊ ንረኽቦ ናቶም ግብረመልሲ ድማ ብኣወንታ ዝጸሉን ኢዩ.
ልዑል ዝኾነ ተገዳስነትን ፍቕርን ንመጻምድትኻ ብዘርኣኽሞ መጠን ናትኩም ዝምድና ይተርር.
ፍቕርኹም ኩሉ ግዜ ሃልሃል ከምዝብል ናይ ምግባር ሓላፍነት ኣሎኩ.
ኣብ ሕብረተሰብና ብዙሕ እኳ ልሙድ እንተዘይኮነ ፍቕራዊ ዝኾነ መልእክቲ ብሞባይል ምስዳድ ሓደ ካብቶም ብሉጻት መንገዲ ዝኾነ ሰብ ናቱ ተወፋይነትን ፍቕርን ዝገልጸሉ መንገዲ ኢዩ.
ብትግርኛ ዝዛረቡ ሰባት ነዚ ነገር እዚ ክገብሩዎ ይኽእሉ ኢዮም، ንኣብነት ሓንቲ ጎርዞ ከምዚ ክብል ይኽእል ንስኻ ናይ ክምስታይ ምኽንያት ምዃንካ ክትፈልጥ ይደልየካ.
ሰባት ብቛንቛ ኣደ ብዝበለጸ ሓሳባቶም ክገልጹ ይኽእሉ.
ብዙሓት ሰባት ግን ፍቕሮም ከም ድላዮም ኣብ ምግላጽ ክሽገሩ ይረአ.
ናይዚ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ቐንዲ ጥቕሚ እምበኣር ነዚ ነገር ኣብ ምቕላል ኢዩ.
እዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ፍቕራዊ ዝኾን መልእክታት ዝሓዘ ኮይኑ، ናብ ወዲተባዕታይን ጓልኣንስተይትን ክስደድ ይከኣል.
እቲ ናብ ወዲተባዕታይ ክስደድ ዝከኣል ንዕኡ ተባሂሉ ተዘርዚሩ ኣሎ، ናብ ደቀንስትዮ ዝስደድ ከኣ ንዓኣ ተባሂሉ ተዘርዚሩ ይርከብ.
ነዚ ኣፕሊኬሽን ምትቓምኩም ኣዚና.
تحميل APK النسخة 3.5 المجانية Free Download من المطور Afromium Digital Solutions
يمكنك تحميل Tigrinya Love - ፍቕራዊ መልእኽቲ ብትግርኛ APK 3.5 لـ Android مجاناً Free Download الآن عبر متجر الأندرويد العربي.
الكلمات الدلالية والوسوم للبحث والحصول على Tigrinya Love - ፍቕራዊ መልእኽቲ ብትግርኛ
tigrinya love poem tigrinya love quotes tigrinya love tigrinya love songs tigrinya i love you my love tigrinya
what does tigrinya mean are tigray and tigrinya the same is tigrinya hard to learn .